0%
Caution: JavaScript execution is disabled in your browser or for this website. You may not be able to answer all questions in this survey. Please, verify your browser parameters.

ዩንቨርሲቲ ገንትን (Ghent University) ናይ አውሮፓ ናይ ላዕለዋት ትካላት ትምህርቲ ተመራመርቲ ኮንሶርትዮምን (ሕብረት) አብዘተሓባብርዎ ኮቪድ-19 አብ ዑቑባትን ስደተኛታትን ዘለዎ ፅልዋ ብዝበለፀ ንምርዳእ ዝሕግዝ መፅናዕቲ ክትሳተፍ ኢኻ። ዓላማ ናይዚ መፅናዕቲ ዑቑባትን ስደተኛታትን ምስ ኮቪድ-19 ዘለዎም ተሞክሮን ነዚ ከመይ ከምዚፃወርዎ ዝሕግዘም ነገራት ንምርዳእን እዩ። እዚ ሓበሬታ ብምጥቃም ካዓ እቶ ተመራመርቲ ንዝተፈላለዩ ማሕበራትን ውሳነ ወሃብቲ አካላትን አብዚ ናይ ለበዳ እዋን ብኸመይ መንገዲ ንዑቑባትን ስደተኛታትን ዝበለፀ ድጋፍ ክህቡ ከምዝኽእሉ የማኽሩ።

 

ነዚ መሕትት ብምምላእኻ ነመስግን!

አብቲ መጠወቒ (dropdown menu) ቋንቋኻ ከትመርፅ ትኽእል ኢኻ።

 

There are 36 questions in this survey.